"ኣብቲ ምኽሪ ዜብሉ፡ ህቃኔታት ከንቱ ይኸውን፡ ኣብቲ መኸርቲ ዚበዝሕዎ ግና ይጸንዕ። " (ምሳሌ 15:22)
ክቡራትን ፍቑራትን ኣሕዋት፣ ሓፈሻዊ ርእይቶ፡ ወይ ሕቶ ምዚህልወኩም፣ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መጠይቕ መሊእኩም ስደዱልና። ሕቶኹምን ርእይቶኹምን ዓንዲ'ዚ ዌብ ሳይት ምዃኑ ድማ ኣይትረስዑ።