"እምበኣርከ ንስኻትኩም እኳ፡ ክፉኣት ክነስኹም፡ ንደቅኹም ጽቡቕ ህያብ ምሃብ ካብ ፈለጥኩም፡ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦኹም ግዳ ንዚልምንዎ ኽንደይ ኣብዚሑ ጹቡቕ ዘይህቦም።" - ማቴዎስ 7:11
ብውልቂ ይኹን፡ ወይውን እንፈልጦም ካልኦት ሰባት፣ ብዛዕባ መንፈሳዊ ኣገልግሎት፡ ጥዕናዊ ጕዳያት፡ መንፈሳዊ ማእሰርቲ፡ ምጽንናዕ፡ ትምህርቲ፡ ስራሕን ካልእን ጸሎት ምስ እንደሊ፣ ኣብዚ ፎርም ብንጹርን ብዝርዝርን መሊእና ንልኣኮ። :