ዓሰርተ ትእዛዛት በብሓደ ንፈትን?

ነዘን ዓሰርተ ትእዛዛት ቅድሚ በብሓደ ምጥዋቕና፣ ፈለማ በብተራ ብቓል ክንምልሰን ንፈትን።

Content on this page requires a newer version of Adobe Flash Player.

Get Adobe Flash player

ዓሰርተ ትእዛዛት

ክንደይ ኢና ካባና ንዓሰርቱ ቃላት ብዝርዝር ክንገልጸን ንኽእል? እዘን ትእዛዛት፣ ምስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ብትኹል፣ ምስ ከማና ካልኦት ሰባት ድማ ብጋድም፣ ክህልወና ዝግባእ ቅዱስን ፍቕራዊን ርክብ ዝሕብራ ኢየን። ስለዚ ብግቡእ ንፍለጠንን ንተግብረንን ኢና።።

"እቲ ቓል፣ ምእንቲ ኽትገብሮስ፣ ኣብ ኣፍካን ኣብ ልብኻን ኣዝዩ ቐረበኻ ኢዩ።" (ዘዳ 30፣14)

Content on this page requires a newer version of Adobe Flash Player.

Get Adobe Flash player